Merry Christmas & New Year
እንቋዕ ናብ 2021 ዓ.ም ብሰላም ኣብጸሓና፣ እዛ ዓመት ናይ ሰላምን ራህዋን፣ ቅሳነትን ዕረፍትን ክገብረልና፣ ንመላእ ዓለም ሰላም፣ ንህዝብና ድማ ራህዋን ቅሳነትን ጌሩ ውግእን ወረ ውግእን ዘይንሰምዓሉ፣ርህርህቲ ወላዲት ቀሲና ትድቅሰሉ ይግበረልና ልኡል ፈጣሪ።
ካብ ብልቢ ዘፍቅረኩም ክብረት ዘሩፋኤል
Click here to unsubscribe from future emails from Kibret Zerufael.